፡ኣቶ ፕ።ጅ።(ፕጄር)ቫን ዴን ሆኸን። (፩፱፮፫)

ካብ ፩፱፺ ከም ጠበቓ ጅሰርሕ። ካብ ፩፱፰፬፡፩፱፰፰ ናይዚ ሃገር ሕጋዊ ትምህርቲ ኣብ ናይ ካቶሊኽ ዩኒቨርቺቲ ናይ ናይሜኸን ስዒቡ። ድሕሪኡ ኣብ ፩፱፰፱ ናይ ኖታሪ ሕጋዊ ትምህርቲ ኣብ ናይ ካቶሊኽ ዩኒቨርቺቲ ናይ ናይሜኸን ስዒቡ። 

ኣቶ ቫን ዴን ሆኸን ን ኩባንያን ነቲኦም ብሕታዊ ዝመጹ ስባት ይሕግዞም። ንሱ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ብሓገዝ ገንዘብ ዝመጸ ሕጋዊ ሓገዝ ጅህብ። ናቱ ፍልጠት ቀንዲ ብዛዕባ ስሩዕ ሕጊ ጅኸጅድ። ስሊኡ ነቲኦም ኩዕሶ እግሪ ጋንታት ነቲኦም ተጻወትቶም ካብ ጋንታ ንክቅጅሩ ብጽቡቕ መገዲ ይትሓባበሮም። እቲኦም ተጻወትቲ ኩዕሶ ናቶም ኮንግራ ሕጋዊ ክኸውን ይትሓባበሮም። ብዝተረፈ ኣብ ናይ ውዕል ሕጊ ይሰርሕ። ብከምዚ መገዲ ኣብዚ ሃገር ዘለዉ ዓለም፡ለኻዊ ኩባንያ ይትሓባበሮም። እቲ ዉሽጣዊ ቤት ጽሕፈቱ ምስቲ ናይ ስደተኛ ሕጊ ስለ ዝከይድ፣ብፍላይ ከኣ ኣብቲ ናይ ዓለም፡ለኻዊ ዓሚል ስለ ዝምልከት፣ ስሊኡ ነቲኦም ናይ ዓለም፡ለኻዊ ዓሚል ብዛዕባ ናይ ሰብን፣ ናይ ስድራ ሕጊ ንክሕግዞም እኹል ፍልጠት ኣለዎ። ኩሉ ብሓገዝ ገንዘብ ዝካየድ ሕጋዊ ነገራት ናብኡ እዩ ዝምሓላለፍ። ብዛዕባ ናይ ስደተኛ ሕግን፣ምስኡ ዝኸይድ ሕጋዊ ጸገማት ብዙሕ ፍልጠት ስለ ዘለዎ ነቲኦም ናይ ሲቪል ምምሕዳራት፣ንኣብነት ቭቭን፣ማሕበራዊ ስራሕ ብዝበለጸ መገዲ ክሕግዞም ይኽእል።

ወጻኢ ስርሑ ኣቶ ቫን ዴን ሆኸን ከም መራሒ ማሕበር ይሰርሕ። ምስኡ ኸኣ ኣብቲ ኮሚሽን ምምሕዳራዊ ሕጊ ናይ ቤት ፍርዲ ዴን ቦስ፣ ኣብቲ ስርዓት ጠበቓታት ናይ ዴን ቦስ ከም ኣባል ይሰርሕ። 

ኣቶ ቫን ዴን ሆኸን ብናቱ ኢሜል ኣድራሻ hoogen@vdhradvocaten.nl ክትረኽቡዎ ትኽእሉ።

 

ኣቶ ምር። ል።ጽ።ጥ።ሕ። (ባስ) ሩኢጅተርስ (፩፱፸)

ካብ ፩፱፱፰ ከም ጠበቓ ይሰርሕ። ኣቶ ሩኢጅተርስ ናይዚ ሃገር ሕጋዊ ትምህርቲ ኣብ ናይ ዩኒቨርሲቲ ናይ ኡትሬኽት ፍጺሙዎ። እቲ ዝሰዓቦ ሕጋዊ መጽናዕቲ ብዛዕባ ቍጠባውን፣ህዝባውን፣ኩባንያን፣ውልቃዉን፣ ገበነኛ እዩ ዝኸይድ። ትምህርቱ ምስ ፈጸሞ ኣቶ ሩኢጅተርስ ቅድም ከም ዓቃብ መዝገብ ኣብ ቤት ፍርዲ ናይ ብሬዳ ሰሪሑ። ድሕሪኡ ኣብ ናይ ሕዝባውን፣ስድራን፣ ገበነኛ ሕግን ሰሪሑ። ምስኡ ኸኣ ኣቶ ሩኢጅተርስ ከም ሰክረታሪ ንተግባር ናይ ተኸታታሊ ምምሕዳር ኣብ ብሬዳ ሓገዝ ዝቕበላ ኣንስቶት ሰሪሑ።

ኣቶ ሩኢጅተርስ ቅድም ሓሙሽተ ዓመት ኣብ ማእከል ግዝፊ ዝኾነ ናይ ኣይንድሆፈን ኩባንያ ሰሪሑ። ድሕርዚ ኣብ ናይ ገበነኛ ስራሕ ኣመልኪቱ። ካብ ፪፻፫ ከም ሽርካ ናይ ዕማም ቫን ዴን ሆኸን ኤን ኣድቮካተን ይሰርሕ። ብዘይካ ኣብ ናይ ገበነኛ ሕጊ ኣቶ ራይተርስ ፍሉይ ቶሞኩሮ ኣለዋ ብዛዕባ ናይ ስደተኛ ሕጊ። ድሕሪ ፩፱፺ ንዑ ኣድላዪ ዝኾነ ትምህርቲ ስዒቡ። ኣብቲ ናይ ገበነኛን፣ስደተኛ ሕጊ ብዙሕ ቶሞኩሮ ስለ ዘሎዎ፣እቲኦም ዓሚል ምስ እዚ ክልተ ሕግታት ዘጋጥም ነገራት ሓገዝ ክረኽቡ ይኽእሉ። 

ንኣብነት ነቲኦም ብሰንኪ ገበን ዝተቀጽዑ ስደተኛታት ኣብ ናቶም ኮንግራ ሕማቕ ሳዕቤን ኽጋጠሞም ይኽእል። ብዝተረፈ ኣቶ ራይተርስ ብዛዕባ ናይ ስድራን፣ ናይ ህዝባዉን ክታሓባበር ይክእል። እዚ ክልተ ሕግታት ምስ ናይ ስደተኛ ሕጊ መጋጠምያ ስለ ዘሎዎ፣ ብዛዕባዚ ኸኣ ክታሓባበረኩም ይክእል። ንኣብነት ፍታሕ ንሰብኣየን ሰበይተን ንናቶም ኮንግራ ሳዕብቤን ከህለዎ ይኽእል።

ኣቶ ሩኢጅተርስ ብናቱ ኢሜል ኣድራሻ ruijters@vdhradvocaten.nl ክትረኽቡዎ ትኽእሉ።

 

ወይዘሮም ምር ጅ።W።ጅ። (ጆሲአን) ቫን ደን ብሮአክ(፩፱፰፭)

እና ተምሃረት ከላ ከም ሰራሕተኛን ሰክረታርን ኣብ ምክያድ ምምሕዳር ናይ ሕጊ ቤት ጽሕፈት ሰሪሓ። ምስኡ ኸኣ ከም ናይ ሓጋዚት ተምሃራን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ናይ ማስትሪኽት ብዛዕባ ገበነኛን፣ ኣገባባዊ ሕጊ ምሂራ። 

ኣብ ወርሒ ሽድሽተ ናይ ዓመተ ምህረት ፪፻፱ ብዛዕባ ናይዚ ሃገር ሕጊ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ናይ ማስትሪኽ ተመሪቓ። ኣብቲ ዝበጽሓቶ ደረጃ ክልተ ጐድናዊ ትርኢት ፈጺማ፥ ሓንቲ ብዛዕባ ናይ ገበነኛ ሕጊ፣ እቲ ሃደ ኸኣ ብዛዕባ ናይ ቶጋ ጐድናዊ ትርኢት ይኸይድ። አቲ ናይ ቶጋ ጐድናዊ ትርኢት ምስ ተግባር ዝኸይድ ትምህርቲ አዩ። ክልቲኡ ጐድናዊ ትርኢት ምስ ዘራኽቦም ጸብጻብ ፈጺማቶ። አቲ ጸብጻብ ብዛዕባ ናይ ምምካት መርገጺ አዩ ዝጽፍ፣ማለት አቲ ናይ ሕጊ ገበነኛ ፈለጥቲ ካብ ዝወጽእ፣ኣብ ኣየን ጐድናዊ ትርኢት በጺሑ። 

ካብ ወርሒ ሰለስተ ናይ ፳፲ ምስ ቫን ደን ሖኦገን & ሩኢጅተርስ ዓድቮቻተን ትሰርሕ። ናይ ሓፈሻዊኣ ቤት ጽሕፈት ኣሎዋ። አቲ ዝወሃብ ሓገዝ ብፍላይ ህዝባውን፣ ስድራን፣ስደተኛ ሕጊ አዩ ዝገየድ። 

ውይዘሮም ቫን ደን ብሮአክ ብናታ ኢሜል ኣድራሻ broek@vdhradvocaten.nl ክትረኽቡዋ ትኽእሉ።

 

L.H.M. (Laura) van Rosendaal (1991)

From the 1st of January 2024 you can reach Laura Van Rosendaal on:

telephone : 06-15024602
e-mail : Laura@RPstrafrechtadvocaten.nl